Obtenez 3 mois à 0,99 $/mois + 20 $ de crédit Audible

OFFRE D'UNE DURÉE LIMITÉE
Page de couverture de ጽቡቕ ብህልታትናን ልምድታትናን ሒዝናዮም እንተንመጽእ መማዕበሉና ኔሮም፡ ዝርርብ ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ።

ጽቡቕ ብህልታትናን ልምድታትናን ሒዝናዮም እንተንመጽእ መማዕበሉና ኔሮም፡ ዝርርብ ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ።

ጽቡቕ ብህልታትናን ልምድታትናን ሒዝናዮም እንተንመጽእ መማዕበሉና ኔሮም፡ ዝርርብ ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ።

Écouter gratuitement

Voir les détails du balado

À propos de cet audio

ኣብዚ እዋን ከም ብ ኣማዞን ዝበሉ ዓበይቲ ኩባንያታት ዝመሃደሩ ንጥፈታት ምብጽጻሕ ኣቑሑ (ደሊቨሪ)፡ ዝ ኣመሰሉ ኣብ ህዝብና ንነዊሕ ዘመናት ዝስርሓሎም ዝነበሩ ንጥፈታት ኣለዉ። ገዛ ገዛ እናኸዱ ሸቐጣት ዝሸጡ፡ ናይ ምልውዋጥ መስርሕ (ቬላሮባ)፡ እዚ ንነገራት ዳግም ንምምስራሕ ዝተባባዕ ዘሎ ኣብ ህዝብና ልሙዳት ዝኾኑን ምስ ኣከባቢ ዝሳነዩ ተግባራት ነይሮም። ነዞም ብህዝብና ዝካየዱ ዝነበሩ ባህላውያን ንጥፈታት ቁጠባን ኣከባብን ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ ዳህሲስናኣዮም ኣለና። እዞም መሃዝነት ዘለዎም፡ ምስ ኣከባቢ ዘሳንዩ ንጥፈታት ቀጺልናዮምን ሒዝናዮም እንተንጓዓዝ መሰረት ምዕባለን ጥዕናን ምዃኖም'ውን ኣብዚ ዕላል ተገሊጹ ኣሎ።
Pas encore de commentaire